#03_CSS ብትግርኛ | CSS Selectors l መራጺ, Web programming in Tigrinya Language.

4 Просмотры
Издатель
Source code ናይዛ ቪድዮ ኣብዛ ሊንክ ኣለኩም ኣውሪድኩም ተጠቀሙሉ:


Mefth YouTube channel is a about Technology information channel, It provides all about new Technology Foundations, Especially helping for new YouTubers through Tigrinya Language, all about new foundations in Web and app products, and also it provides about web programming
In Tigrinya Language too.
If you want
- to grow your YouTube channel
- to understand for new foundation about app and Web which is useful products.
- to learn about Web programming

You're in the right way.

*ምሉእ ኣፍልጦ ወጻኢታትን ኣታዊታትን ናይ ወብሳይት ክትፈልጡ ኣብዚኣ ጠውቑ፡* *
*ንጀመርቲ Web programming ብትግርኛ ክትጅምሩ ምስ ትደልዩ ኣብዚኣ ጠውቑ:* *
*HTML ምሉእ ኮርስ ክትመሃሩ ምስ ትደልዩ ኣብዚኣ ጠውቑ፡* *

ብዛዕባ ሓዱሽ ዩትዩብ ቻነል ምውጻእ ክትመሃሩ ምስ ትደልዩ:

ቅድሚ ዩቱብ ቻነል ምኽፋትካ ክትፈልጦ ዘለካ፡
ብዛዕባ ስለምታይ ቻነል ትዕጾ ክትመሃሩ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ናብ ኣድሰንስ ኣፕላይ ቅድሚ ምግባርኩም ክትመሃሩ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ኣብ ኣድሰንስ ዘጋጥም ቀገማትን መፍትሒኡን፡
ብዛዕባ ስእሊ ናይ ቻነልኩም ማለት ኣርማ ክትገብሩ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ክንደይ ገንዘብ ካብ ዩቱብ ትኽፈል ክትፈልጡ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ካብ ዩቱብ ገንዘብ ክትክፈል ክትፈልጦም ዘለካ ነጥብታት፡
ብዛዕባ ንጀመርቲ ዩቱብ ጠቐምቲ ዝኾኑ ነጥብታት ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ሓድሽ ሕጊ ዩቱብ ክትፈልጡ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ቪውስ እትውስኸሉ መንገድታት ክትፈልጡ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ኣብ ዩቱብ ዘሎ ቪድዮ ምድብዛዝን ምቁራጽን፡
ብዛዕባ መልሲ ናይ ሕቶታትኩም ኣብ ሞነታይዜሽንን ኣድሰንስን፡
ብዛዕባ ነጻ ካብ ኮፕይራይት ክላሲካል ንዩቱብ ምስ ትደልዩ፡
ብዛዕባ ዝበለጸ ድምጺ መቕድሒ ማይክሮፎን፡
ብዛዕባ ዝበለጸ ኣሰራርሓ ናይ ቅድሚት ስእሊ(thumbnail)፡
ብዛዕባ ዝበለጸ መቀናበሪ kinemaster፡
ብዛዕባ ኣብ ዩቱብ ክንጥቀመለን ዝግባኣና፡
ብዛዕባ ኣበይ ሃገር ኮይንካ ናብ ሞነታይዜሽን ኣፕላይ ትገብር፡
ብዛዕባ ካብ ዩቱብ ቪድዮ መውረዲ ብዝቐለለ መንገዲ፡
ብዛዕባ መልሲ ናይ ሕቶታትኩም ኣብ መቀናበሪ ቪድዮ፡
ብዛዕባ ብዝሒ ሳብስክራይበርካ ብከመይ ከም ዝረአ ትገብሮን ከም ዘይረአ ትገብሮን፡
ብዛዕባ ውድድር ኣታውን ወጻእን ፍልልይ ኣብ መንጎ ምውናን ዩቱብ ቻነልን ወብሳይትን፡

እዚ ኩሉ ኣብ Eri-Technology፡
Категория
Ремонт своими руками
Комментариев нет.